-
ዘሁልቍ 22:16, 17መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
16 ንሳቶም ከኣ ናብ በላዓም መጺኦም፡ “ባላቅ ወዲ ጺጶር፡ ‘በጃኻ፡ ናባይ ካብ ምምጻእ ገለ እኳ ኣይዕገትካ። 17 ኣዝየ ከኽብረካ፡ እትብለኒ ዅሉ ኸኣ ክገብር እየ። በጃኻ ንዓ፡ ነዚ ህዝቢ እዚ ርገመለይ’ ይብል ኣሎ” በልዎ።
-