ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 15:18, 19
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ የሆዋ ንኣብራም ከምዚ ኢሉ ኺዳን ኣተወሉ፦+ “እዛ ምድሪ እዚኣ፡ ካብ ፈለግ ግብጺ ኽሳብ እቲ ዓብዪ ፈለግ፡ ፈለግ ኤፍራጥስ፡+ ንዘርእኻ ኽህቦ እየ፣+ 19 ንሳ ድማ ምድሪ ቄናውያንን+ ቄኒዛውያንን ቃድሞናውያንን

  • መሳፍንቲ 1:16
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 ደቂ ቄኒ+ ሓሙ ሙሴ ኸኣ፡+ ምስ ደቂ ይሁዳ ኻብ ከተማ ኣእዋም ተምሪ+ ናብቲ ብደቡብ ዓራድ ዘሎ በረኻ ይሁዳ ደየቡ።+ ናብኡ ኸይዶም ድማ ኣብ መንጎ እቲ ህዝቢ ተቐመጡ።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ