ዘሁልቍ 16:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ድሕርዚ፡ ቆራሕ+ ወዲ ይጽሃር፡+ ወዲ ቀሃት፡+ ወዲ ሌዊ፡+ ምስ ዳታንን ኣቢራምን ደቂ ኤልያብን+ ምስ ኦን ወዲ ጰለትን፡ ደቂ ሮቤል፡+ ተንስኡ።