ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘዳግም 32:47
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 47 እዝስ ንዓኻትኩም ህይወትኩም እዩ እምበር፡ ከንቱ ቓል ኣይኰነን፣+ በዚ ቓል እዚ ድማ ኣብታ ዮርዳኖስ ተሳጊርኩም እትርስተይዋ ምድሪ ነዊሕ ዕድመ ኽትነብሩ ኢኹም።”

  • እያሱ 24:15
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 15 ሕጂ፡ ንየሆዋ ምግልጋል ክፉእ እንተ መሲሉኩም፡ ንመን ከም እተገልግሉ፡ ነቶም ኣቦታትኩም ኣብ ስግር እቲ ፈለግ* ዘገልገልዎም ኣማልኽቲ+ ወይ ኣማልኽቲ እቶም ንስኻትኩም ኣብ ምድሮም እትቕመጡ ዘለኹም ኣሞራውያን፡+ ሎሚ ሕረዩ።+ ኣነን ቤተ ሰበይን ግና፡ ንየሆዋ ኢና እነገልግል።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ