ዘዳግም 30:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ንየሆዋ ኣምላኽካ ብምፍቃር፡+ ብመገድታቱ ብምምልላስ፡ ትእዛዛቱን ሕግታቱን ፍርድታቱን ከኣ ብምሕላው፡ እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ትእዛዛት የሆዋ ኣምላኽካ እንተ ሰሚዕካ፡ ብህይወት ክትነብርን+ ክትበዝሕን ኢኻ፣ የሆዋ ኣምላኽካ ድማ ኣብታ ኽትርስተያ እትኸዳ ምድሪ ኺባርኸካ እዩ።+
16 ንየሆዋ ኣምላኽካ ብምፍቃር፡+ ብመገድታቱ ብምምልላስ፡ ትእዛዛቱን ሕግታቱን ፍርድታቱን ከኣ ብምሕላው፡ እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ትእዛዛት የሆዋ ኣምላኽካ እንተ ሰሚዕካ፡ ብህይወት ክትነብርን+ ክትበዝሕን ኢኻ፣ የሆዋ ኣምላኽካ ድማ ኣብታ ኽትርስተያ እትኸዳ ምድሪ ኺባርኸካ እዩ።+