ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 9:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 4 ግናኸ፡ ስጋ ምስ ህይወቱ፡* ማለት ምስ ደሙ፡+ ኣይትብልዑ።+

  • ዘሌዋውያን 7:26
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 26 “‘ኣብ እትነብሩሉ ዅሉ ኸኣ፡ ናይ ኣዕዋፍ ኰነ፡ ወይ ናይ እንስሳታት ደም ዘበለ ኣይትብልዑ።+

  • ዘሌዋውያን 17:10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 “‘ካብ ቤት እስራኤል፡ ዝዀነ ሰብ ወይ ኣብ ማእከልኩም ዚነብር ጓና፡ ደም ዘበለ እንተ በሊዑ፡+ ነቲ ደም ዝበልዐ ሰብ* ብርግጽ ገጸይ ናብኡ ገይረ ኽጻረሮ እየ፣ ካብ መንጎ ህዝቡ ኸኣ ክምንቍሶ እየ።

  • ግብሪ ሃዋርያት 15:20
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 20 ግናኸ፡ ብጣኦታት ካብ ዝረኸሰን+ ካብ ምንዝርናን*+ ካብ ሕኑቕን* ካብ ደምን ኪርሕቁ ንጽሓፈሎም።+

  • ግብሪ ሃዋርያት 15:29
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 29 ንጣኦታት ካብ እተሰውአን+ ካብ ደምን+ ካብ ሕኑቕን*+ ካብ ምንዝርናን* ርሓቑ።+ ርእስኹም ካብዚ እንተ ሓሊኹም፡ ጽቡቕ ክትረኽቡ ኢኹም። ደሓን ኩኑ።”

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ