ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘፍጥረት 9:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 4 ግናኸ፡ ስጋ ምስ ህይወቱ፡* ማለት ምስ ደሙ፡+ ኣይትብልዑ።+

  • ዘሌዋውያን 17:11
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 11 ከመይሲ፡ ህይወት* እቲ ስጋ ኣብቲ ደም እዩ፣+ እቲ በታ ኣብኡ ዘላ ህይወት* ገይሩ ዜተዓርቕ፡ ደም እዩ እሞ፡+ ኣነ ኣብ መሰውኢ ንዓኻትኩም* ኬተዓርቕ ኢለ ሃብኩኹም።+

  • ዘሌዋውያን 17:14
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 14 ከመይሲ፡ ህይወት* ኣብኡ ስለ ዘሎ፡ ህይወት* ኵሉ ስጋ ኣብ ደሙ እዩ። ስለዚ፡ ንእስራኤላውያን፡ “ህይወት* ኵሉ ስጋ፡ ደሙ እዩ እሞ፡ ናይ ዝዀነ ስጋ ደም ኣይትብልዑ። ዚበልዖ ዘበለ ኺምንቈስ እዩ” በልክዎም።+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ