ዘዳግም 1:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኣብ መበል 40 ዓመት፡+ ኣብ መበል 11 ወርሒ፡ ኣብ ቀዳመይቲ እታ ወርሒ፡ ሙሴ ንእስራኤላውያን* ከምቲ የሆዋ ንዓታቶም ኪነግሮም ዝኣዘዞ ዅሉ ተዛረቦም። ዘዳግም 8:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 የሆዋ ኣምላኽካ ትእዛዛቱ ትሕሉ እንተ ዄንካ ወይ እንተ ዘይኴንካ ኣብ ልብኻ ዘሎ ምእንቲ ኺፈልጥ፡+ ትሕት ኬብለካን ኪፍትነካን ኢሉ፡+ ኣብዘን 40 ዓመት ኣብ በረኻ ዘኸደካ ነዊሕ መገዲ ዘክር።+
2 የሆዋ ኣምላኽካ ትእዛዛቱ ትሕሉ እንተ ዄንካ ወይ እንተ ዘይኴንካ ኣብ ልብኻ ዘሎ ምእንቲ ኺፈልጥ፡+ ትሕት ኬብለካን ኪፍትነካን ኢሉ፡+ ኣብዘን 40 ዓመት ኣብ በረኻ ዘኸደካ ነዊሕ መገዲ ዘክር።+