-
ዘዳግም 27:26መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
26 “‘ንቓላት እዚ ሕጊ እዚ ንምግባር ዘይድግፍ ርጉም ይኹን።’+ (ኵሉ ህዝቢ ኸኣ፡ ‘ኣሜን!’ ይበል።)
-
-
ዘዳግም 28:15መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
15 “ግናኸ፡ እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ዅሉ ትእዛዛቱን ሕግታቱን ንምግባር ድምጺ የሆዋ ኣምላኽካ እንተ ዘይሰሚዕካ፡ ኵሉ እዚ መርገም እዚ ኺመጸካን ኬርክበካን እዩ፦+
-