እያሱ 15:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እቲ ዶብ ከኣ ካብ ርእሲ እቲ ኸረን ናብ ዓይኒ ማይ ነፍቶኣ+ ተሓንጸጸ፡ ናብ ከተማታት ከረን ዔፍሮን ድማ ወጸ፣ እቲ ዶብ ከኣ ናብ በዓላ፡ ንሳ ድማ ቂርያት-የዓሪም፡+ ተሓንጸጸ። እያሱ 15:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 እቲ ምዕራባዊ ዶብ ድማ እቲ ዓብዪ ባሕርን*+ ገምገሙን እዩ። ዶብ ደቂ ይሁዳ በብዓሌቶም ብዙርያኡ እዚ እዩ።
9 እቲ ዶብ ከኣ ካብ ርእሲ እቲ ኸረን ናብ ዓይኒ ማይ ነፍቶኣ+ ተሓንጸጸ፡ ናብ ከተማታት ከረን ዔፍሮን ድማ ወጸ፣ እቲ ዶብ ከኣ ናብ በዓላ፡ ንሳ ድማ ቂርያት-የዓሪም፡+ ተሓንጸጸ።