ኢሳይያስ 45:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 45 የሆዋ ንቕቡኡ፡ ንቂሮስ፡+ነቲ ኣህዛብ ኣብ ቅድሚኡ ኺግዝኡ ኢለ፡+ንነገስታት ዕጥቆም ከፍትሖም* ኢለ፡እቲ ኣፍ ደገታት ከይዕጾስክልተ ዝኽፋሉ መዓጹ ክኸፍተሉ ኢለ፡ብየማነይቲ ኢዱ ዝሓዝክዎ+ ኸምዚ ይብሎ፦ ዳንኤል 10:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ኣብ ሳልሰይቲ ዓመት ቂሮስ+ ንጉስ ፋርስ፡ ነቲ ቤልጥሻጽር ተባሂሉ እተሰምየ ዳንኤል+ ሓደ ነገር ተገልጸሉ፣ እቲ መልእኽቲ ኸኣ ሓቂ ነበረ፣ ብዛዕባ ዓብዪ ግጭት ድማ ነበረ። ንሱ ኸኣ ነቲ መልእኽቲ ተረድኦ፣ ነቲ ዝረኣዮ እውን ኪርድኦ ኸኣለ።
45 የሆዋ ንቕቡኡ፡ ንቂሮስ፡+ነቲ ኣህዛብ ኣብ ቅድሚኡ ኺግዝኡ ኢለ፡+ንነገስታት ዕጥቆም ከፍትሖም* ኢለ፡እቲ ኣፍ ደገታት ከይዕጾስክልተ ዝኽፋሉ መዓጹ ክኸፍተሉ ኢለ፡ብየማነይቲ ኢዱ ዝሓዝክዎ+ ኸምዚ ይብሎ፦
10 ኣብ ሳልሰይቲ ዓመት ቂሮስ+ ንጉስ ፋርስ፡ ነቲ ቤልጥሻጽር ተባሂሉ እተሰምየ ዳንኤል+ ሓደ ነገር ተገልጸሉ፣ እቲ መልእኽቲ ኸኣ ሓቂ ነበረ፣ ብዛዕባ ዓብዪ ግጭት ድማ ነበረ። ንሱ ኸኣ ነቲ መልእኽቲ ተረድኦ፣ ነቲ ዝረኣዮ እውን ኪርድኦ ኸኣለ።