መዝሙር 126:1-3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 126 የሆዋ ንምሩኻት ጽዮን ምስ መለሶም፡+ንሓልም ዘለና መሲሉና ነይሩ። 2 ሽዑ፡ ኣፍና ብሰሓቕ፡ልሳንና ድማ ብእልልታ መሊኡ።+ ሽዑ፡ ኣህዛብ፡“የሆዋ ንዓታቶም ዓብዪ ነገር ገይሩሎም” ተባሃሂሎም።+ 3 የሆዋ ዓብዪ ነገር ገይሩልና፣+ንሕና ኸኣ ተሓጒስና።
126 የሆዋ ንምሩኻት ጽዮን ምስ መለሶም፡+ንሓልም ዘለና መሲሉና ነይሩ። 2 ሽዑ፡ ኣፍና ብሰሓቕ፡ልሳንና ድማ ብእልልታ መሊኡ።+ ሽዑ፡ ኣህዛብ፡“የሆዋ ንዓታቶም ዓብዪ ነገር ገይሩሎም” ተባሃሂሎም።+ 3 የሆዋ ዓብዪ ነገር ገይሩልና፣+ንሕና ኸኣ ተሓጒስና።