ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘሌዋውያን 23:34
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 34 “ንእስራኤላውያን ከምዚ በሎም፦ ‘ኣብ መበል 15 መዓልቲ እዛ ሻውዐይቲ ወርሒ፡ ንየሆዋ ሸውዓተ መዓልቲ በዓል ዳስ ይኹን።+

  • ዘሌዋውያን 23:42
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 42 ሸውዓተ መዓልቲ ኣብ ዳስ ተቐመጡ።+ ካብ እስራኤል እተወልዱ ዅሎም ኣብ ዳስ ይቀመጡ፣

  • ዘዳግም 16:13
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 13 “ካብ ዓውድኻን ካብ መጽመቝ ዘይትኻን ካብ መጽመቝ ወይንኻን ምስ ኣከብካ፡ ሸውዓተ መዓልቲ በዓል ዳስ+ ኣብዕል።

  • ዘዳግም 16:16
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 16 “ተባዕታይካ ዘበለ ዅሉ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣምላኽካ፡ ኣብታ ንሱ ዚሓርያ ቦታ ኣብ ዓመት ሰለስተ ሳዕ ይርአ፦ ኣብ በዓል ቅጫን+ በዓል ሰሙናትን+ በዓል ዳስን፣+ ሓደ እኳ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ጥራይ ኢዱ ኣይርአ።

  • ዮሃንስ 7:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 እቲ ኣይሁድ ዜብዕልዎ በዓል ዳስ+ ድማ ቀሪቡ ነበረ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ