ሚልክያስ 3:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 “ከምዚ ትብሉ ኣለኹም፦ ‘ንኣምላኽ ምግልጋል ዋጋ የብሉን።+ ኣብ ቅድሚኡ ዘሎና ግዴታ ምሕላውናን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ጕሁያት ኴንና ምምልላስናን እንታይ ጠቒሙና፧
14 “ከምዚ ትብሉ ኣለኹም፦ ‘ንኣምላኽ ምግልጋል ዋጋ የብሉን።+ ኣብ ቅድሚኡ ዘሎና ግዴታ ምሕላውናን ኣብ ቅድሚ የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ጕሁያት ኴንና ምምልላስናን እንታይ ጠቒሙና፧