መዝሙር 59:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 እንሆ፡ ኣድብዮም ይጽበዩኒ* ኣለዉ፣+ብርቱዓት የጥቅዑኒ ኣለዉ፣ግናኸ፡ ኦ የሆዋ፡ ስለ ዝዓሎኹ ወይ ስለ ዝሓጣእኩ ኣይኰነን።+