2 ነገስት 4:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ሓንቲ ኻብ ኣንስቲ ደቂ ነብያት+ ናብ ኤልሳእ፡ “ጊልያኻ ሰብኣየይ ሞይቱ እዩ፣ ጊልያኻ ወትሩ ንየሆዋ ይፈርሆ ምንባሩ ድማ ንስኻ ኣጸቢቕካ ትፈልጥ ኢኻ።+ ሕጂ፡ ኣለቃሒ ንኽልቲኦም ደቀይ ወሲዱ ባሮት ኪገብሮም መጺኡ” ኢላ ጠርዐት።
4 ሓንቲ ኻብ ኣንስቲ ደቂ ነብያት+ ናብ ኤልሳእ፡ “ጊልያኻ ሰብኣየይ ሞይቱ እዩ፣ ጊልያኻ ወትሩ ንየሆዋ ይፈርሆ ምንባሩ ድማ ንስኻ ኣጸቢቕካ ትፈልጥ ኢኻ።+ ሕጂ፡ ኣለቃሒ ንኽልቲኦም ደቀይ ወሲዱ ባሮት ኪገብሮም መጺኡ” ኢላ ጠርዐት።