ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 22:26, 27
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 26 “ክዳን ብጻይካ ኸም ትሕጃ እንተ ሒዝካ፡+ ጸሓይ ከይዓረበት ምለሰሉ። 27 እቲ ንሰብነቱ* ዚኸድነሉ ኽዳኑ ንሱ ጥራይ እዩ እሞ፡ እንታይ ተኸዲኑ ኺድቅስ እዩ፧+ ናባይ እንተ ጠሪዑ፡ ርሕሩሕ* እየ እሞ፡ ብርግጽ ክሰምዖ እየ።+

  • ዘዳግም 24:13
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 13 ነቲ ትሕጃ ጸሓይ ምስ ዓረበት ምለሰሉ፣ ንሱ ድማ ምስ ክዳኑ ኺድቅስን+ ኪምርቐካን እዩ፣ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣምላኽካ እውን ጽድቂ ኪዀነልካ እዩ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ