ዘዳግም 28:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 “ግናኸ፡ እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ዅሉ ትእዛዛቱን ሕግታቱን ንምግባር ድምጺ የሆዋ ኣምላኽካ እንተ ዘይሰሚዕካ፡ ኵሉ እዚ መርገም እዚ ኺመጸካን ኬርክበካን እዩ፦+ 16 “ኣብ ከተማ ርጉም ክትከውን፡ ኣብ መሮር እውን ርጉም ክትከውን ኢኻ።+ ምሳሌ 3:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 መርገም የሆዋ ኣብ ቤት እኩይ እዩ፣+ንቤት ጻድቃን ግና ይባርኻ።+
15 “ግናኸ፡ እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ዅሉ ትእዛዛቱን ሕግታቱን ንምግባር ድምጺ የሆዋ ኣምላኽካ እንተ ዘይሰሚዕካ፡ ኵሉ እዚ መርገም እዚ ኺመጸካን ኬርክበካን እዩ፦+ 16 “ኣብ ከተማ ርጉም ክትከውን፡ ኣብ መሮር እውን ርጉም ክትከውን ኢኻ።+