ሆሴእ 14:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ናብ የሆዋ በዚ ቓላት እዚ ተመለሱ፣ከምዚ እውን በልዎ፦ ‘ስሕተትና ሕደገልና፡+ ሰናይ ከኣ ተቐበል፣ንሕና እውን ውዳሰ ኸናፍርና+ ኸም ዝራብዓት ጌርና ኸነቕርብ* ኢና።
2 ናብ የሆዋ በዚ ቓላት እዚ ተመለሱ፣ከምዚ እውን በልዎ፦ ‘ስሕተትና ሕደገልና፡+ ሰናይ ከኣ ተቐበል፣ንሕና እውን ውዳሰ ኸናፍርና+ ኸም ዝራብዓት ጌርና ኸነቕርብ* ኢና።