ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • 1 ሳሙኤል 22:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 9 ሽዑ፡ እቲ ኣብ ልዕሊ ገላዉ ሳኦል ደው ኢሉ ዝነበረ ዶኤግ+ እቲ ኤዶማዊ፡+ “ወዲ እሴይ ናብ ኖብ ናብ ኣሒሜሌክ ወዲ ኣሒጡብ መጺኡ ርእየዮ።+

  • 1 ሳሙኤል 22:18
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 ንጉስ ድማ ንዶኤግ፡+ “ንስኻ ዜርካ ነዞም ካህናት ውቕዓዮም!” በሎ። ብኡብኡ፡ ዶኤግ እቲ ኤዶማዊ+ ኸይዱ፡ ነቶም ካህናት ወቕዖም። በታ መዓልቲ እቲኣ ኸኣ፡ በፍታ ኤፎድ እተኸድኑ 85 ሰብኡት ቀተለ።+

  • መዝሙር 109:2
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  2 እኩይን መታለልንሲ ኣፎም ይኸፍቱለይ ኣለዉ።

      ብሓሳዊት ልሳን ብዛዕባይ ይዛረቡ ኣለዉ፣+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ