መዝሙር 50:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ንኣምላኽ ምስጋና ሰውኣሉ፣+መብጽዓኻ ድማ ነቲ ልዑል ሃቦ።+ እብራውያን 13:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ብእኡ ንኣምላኽ ኵሉ ሳዕ መስዋእቲ ውዳሰ፡+ ማለት ንስሙ ዚእመና+ ፍረ ኸናፍርና፡+ ነቕርብ።