1 ሳሙኤል 22:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 22 ዳዊት ድማ ካብኡ ኸይዱ+ ናብ በዓቲ ዓዱላም ኣምለጠ።+ ኣሕዋቱን ብዘለዉ ቤት ኣቦኡን እዚ ምስ ሰምዑ፡ ናብኡ ወረዱ። 1 ሳሙኤል 24:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ሳኦል ናብቲ ጥቓ መገዲ ዘሎ ደምበታት ኣባጊዕ መጸ፣ ኣብኡ ኸኣ በዓቲ ነበረ። ንሱ ኸኣ ጾር ኬፋዅስ* ኣተወ፣ ዳዊትን ሰቡን ድማ ኣብ ውሽጢ እቲ በዓቲ ተቐሚጦም ነበሩ።+ መዝሙር 142:ልዕለ ጽሑፍ መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም መስኪል።* ኣብ በዓቲ ኣብ ዝነበረሉ እዋን፡ ናይ ዳዊት።+ ጸሎት።
3 ሳኦል ናብቲ ጥቓ መገዲ ዘሎ ደምበታት ኣባጊዕ መጸ፣ ኣብኡ ኸኣ በዓቲ ነበረ። ንሱ ኸኣ ጾር ኬፋዅስ* ኣተወ፣ ዳዊትን ሰቡን ድማ ኣብ ውሽጢ እቲ በዓቲ ተቐሚጦም ነበሩ።+