መዝሙር 22:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንግዳዩ ኸም ዚሰላልዕ ዚጓዝም ኣንበሳ፡+ኣፎም ሃህ ኣቢሎምለይ።+ መዝሙር 35:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ኦ የሆዋ፡ ክሳዕ መዓስ ኢኻ ስቕ ኢልካ ኽትርኢ፧+ ንነፍሰይ* ካብ መጥቃዕቶም፡ነታ ኽብርቲ ህይወተይ* ካብ ሽደናት ኣናብስ ኣናግፋ።+