መዝሙር 9:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ነቲ ኣብ ጽዮን ዚቕመጥ የሆዋ ውዳሰ ዘምሩሉ፣ግብርታቱ ኣብ መንጎ ህዝብታት ኣፍልጡ።+ መዝሙር 145:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ክብሪ ንግስናኻ ኺነግሩ፡+ብዛዕባ ሓይልኻ እውን ኪዛረቡ እዮም፣+ መዝሙር 145:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ግብርታት ሓይልኻን+ክቡር ግርማ ንግስነትካን ድማ ንሰብ ኬፍልጡ እዮም።+
11 ክብሪ ንግስናኻ ኺነግሩ፡+ብዛዕባ ሓይልኻ እውን ኪዛረቡ እዮም፣+ መዝሙር 145:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ግብርታት ሓይልኻን+ክቡር ግርማ ንግስነትካን ድማ ንሰብ ኬፍልጡ እዮም።+