ሮሜ 15:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኣህዛብ ድማ ንኣምላኽ ስለ ምሕረቱ ምእንቲ ኼመስግንዎ እዩ።+ ከምቲ፡ “ስለዚ፡ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ክውድሰካ፡ ንስምካ እውን ውዳሰ ኽዝምር እየ” ዚብል እተጻሕፈ እዩ።+
9 ኣህዛብ ድማ ንኣምላኽ ስለ ምሕረቱ ምእንቲ ኼመስግንዎ እዩ።+ ከምቲ፡ “ስለዚ፡ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ክውድሰካ፡ ንስምካ እውን ውዳሰ ኽዝምር እየ” ዚብል እተጻሕፈ እዩ።+