መዝሙር 63:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻ ኻብ ህይወት ስለ ዚበልጽ፡+ከናፍረይ ኬሞግሳኻ እየን።+ መዝሙር 109:21 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 21 ንስኻ ግና የሆዋ ኣታ ልዑላዊ ጐይታ፡ስለ ስምካ ኢልካ ግበረለይ።+ ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻ ጽቡቕ እዩ እሞ፡ ኣናግፈኒ።+