ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ኤርምያስ 51:35
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 35 ‘እቲ ኣባይን ኣብ ሰብነተይን እተገብረ ዓመጻ፡ ኣብ ባቢሎን ይውረድ!’ ትብል ነባሪት ጽዮን።+

      ‘ደመይ ድማ ኣብ ልዕሊ ነበርቲ ከለዳ ይውረድ’ ትብል የሩሳሌም።”

  • ህዝቅኤል 36:23
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 23 ‘ነቲ ኣብ መንጎ ኣህዛብ ዝረኸሰ፡ ኣብ መንጎኦም ዘርከስኩምዎ ዓብዪ ስመይ ብርግጽ ክቕድሶ እየ፣+ ኣብ ቅድሚ ኣዒንቶም ኣብ መንጎኹም ምስ ተቐደስኩ ኸኣ፡ ኣህዛብ ኣነ የሆዋ ምዃነይ ኪፈልጡ እዮም’+ ይብል እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ