ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዘጸኣት 14:10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 ፈርኦን ምስ ቀረበ፡ እስራኤላውያን ኣዒንቶም ኣልዒሎም ንግብጻውያን ደድሕሪኦም ኪስዕቡ ረኣይዎም። እስራኤላውያን ድማ ኣዝዮም ፈርሁ፡ ናብ የሆዋ ኸኣ ተማህለሉ።+

  • ዘጸኣት 14:13
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 13 ሽዑ፡ ሙሴ ነቶም ህዝቢ፡ “ኣይትፍርሁ።+ ጸኒዕኩም ቁሙ፡ ነቲ የሆዋ ሎሚ ዚገብረልኩም ድሕነት ከኣ ርኣዩ።+ እዞም ሎሚ እትርእይዎም ግብጻውያንሲ፡ ደጊም መሊስኩም ንሓዋሩ ኣይክትርእይዎምን ኢኹም።+

  • መዝሙር 91:15
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 15 ኪጽውዓኒ፡ ኣነ እውን ክምልሰሉ፡+

      ብግዜ ጭንቂ ምስኡ ክኸውን፡+

      ከናግፎን ከኽብሮን እየ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ