ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • ዮሃንስ 10:34, 35
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 34 የሱስ ከኣ ከምዚ ኢሉ መለሰሎም፦ “ኣብ ሕግኹም፡ ‘ኣነ፡ “ኣማልኽቲ* ኢኹም” ኢለ’ ዚብል ጽሑፍዶ የልቦን፧+ 35 ነቶም ኣንጻሮም ቃል ኣምላኽ ዝመጾም፡ ‘ኣማልኽቲ’ ኻብ ዚብሎም፡+—ቅዱስ ጽሑፍ ከኣ ኪፈርስ ዘይክእል ካብ ኰነ፡—

  • 1 ቈረንቶስ 8:5
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 5 ኣብ ሰማይ ወይስ ኣብ ምድሪ፡ ኣማልኽቲ ዚብሃሉ እኳ እንተ ኣለዉስ፡+ ከምቲ ብዙሓት “ኣማልኽትን” ብዙሓት “ጐይተትን” ዘለዉ፡

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ