ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 27:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  4 ካብ የሆዋ ሓንቲ ነገር እየ ለሚነ፣

      ነዚኣ ኸኣ እየ ዝደሊ፦

      ኵለን መዓልትታት ህይወተይ ኣብ ቤት የሆዋ ክቕመጥ፡+

      የሆዋ ኽሳዕ ክንደይ ደስ ዜብል ምዃኑ ኽጥምት፡

      ንቤተ መቕደሱ ድማ ባህ ኢሉኒ* ኽርኢ።+

  • መዝሙር 43:3
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  3 ብርሃንካን ሓቅኻን ልኣኽ።+

      ንሳተን ይምርሓኒ፣+

      ናብ ቅዱስ ከረንካን ናብ ዓብዪ ማሕደርካን ይውሰዳኒ።+

  • መዝሙር 46:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  4 ነታ ቕድስቲ ዓባይ ማሕደር እቲ ልዑል ዝዀነት ከተማ ኣምላኽ+

      ዜሐጕስ ወሓይዝ ዘለዎ ፈለግ ኣሎ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ