ዘሌዋውያን 26:42 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 42 ነቲ ምስ ያእቆብ ዝኣቶኽዎ ኺዳነይን+ ምስ ይስሃቅ ዝኣቶኽዎ ኺዳነይን+ ከኣ ክዝክር እየ፣ ነቲ ምስ ኣብርሃም ዝኣቶኽዎ ኺዳነይ+ እውን ክዝክር፡ ነታ ምድሪ ድማ ክዝክራ እየ። ዮኤል 2:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ሽዑ፡ የሆዋ ምእንቲ ምድሩ ብቕንኣት ኪለዓዓል፡ንህዝቡ ኸኣ ኪርሕርሓሉ እዩ።+
42 ነቲ ምስ ያእቆብ ዝኣቶኽዎ ኺዳነይን+ ምስ ይስሃቅ ዝኣቶኽዎ ኺዳነይን+ ከኣ ክዝክር እየ፣ ነቲ ምስ ኣብርሃም ዝኣቶኽዎ ኺዳነይ+ እውን ክዝክር፡ ነታ ምድሪ ድማ ክዝክራ እየ።