ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • እዝራ 2:1
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 2 እቶም ነቡካድነጻር ንጉስ ባቢሎን ናብ ባቢሎን ማሪኽዎም ዝነበረ+ እሞ ናብ የሩሳሌምን ናብ ይሁዳን፡ ነፍሲ ወከፍ ነናብ ከተማኡ እተመልሱ+ ኻብ ምርኮ ዝደየቡ ምሩኻት ህዝቢ እቲ ኣውራጃ እዚኣቶም እዮም፣+

  • ኤርምያስ 30:18
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 የሆዋ ኸምዚ ይብል፦

      “እንሆ፡ ንምሩኻት ድንኳናት ያእቆብ እእክቦም ኣለኹ፣+

      ንማሕደራቱ ድማ ክድንግጸሉ እየ።

      እታ ኸተማ ኣብ ኵርባኣ ዳግም ክትህነጽ እያ፣+

      እቲ እተዓርደ ግምብታታ ኸኣ ኣብቲ ግቡእ ቦታኡ ኪቐውም እዩ።

  • ህዝቅኤል 39:25
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 25 “ስለዚ፡ እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ንምሩኻት ያእቆብ ክመልሶም፡+ ንብዘሎ ቤት እስራኤል ድማ ክምሕሮ እየ፣+ ነቲ ቕዱስ ስመይ ከኣ ብቕንኣት ክከላኸለሉ እየ።*+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ