-
ኤርምያስ 50:20መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
20 “በተን መዓልትታት እቲአንን በታ ግዜ እቲኣን፡
ነቶም ዘትረፍክዎም ይቕረ ኽብለሎም እየ እሞ፡
በደል እስራኤል ኪድለ፡
ግናኸ ኣይኪህሉን እዩ፣
ሓጢኣት ይሁዳ ኸኣ ኣይኪርከብን እዩ” ይብል የሆዋ።+
-
-
ሚክያስ 7:18መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
ብተኣማንነት ብዚርአ ፍቕሪ እዩ ደስ ዚብሎ እሞ፡+
ቍጥዓኡ ንዘለኣለም ኣይዓቍርን እዩ።
-