መዝሙር 103:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ወትሩ ጕድለት ኣይኣርን፡+ንዘለኣለም እውን ኣይቅየምን እዩ።+ ኢሳይያስ 12:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ብርግጽ ከምዚ ኽትብል ኢኻ፦ “ኦ የሆዋ፡ ተቘጢዕካኒ እኳ እንተ ነበርካ፡ቍጥዓኻ በብቝሩብ ዝሒሉ፡ንስኻ እውን ኣጸናኒዕካኒ ኢኻ እሞ፡ አመስግነካ።+
12 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ብርግጽ ከምዚ ኽትብል ኢኻ፦ “ኦ የሆዋ፡ ተቘጢዕካኒ እኳ እንተ ነበርካ፡ቍጥዓኻ በብቝሩብ ዝሒሉ፡ንስኻ እውን ኣጸናኒዕካኒ ኢኻ እሞ፡ አመስግነካ።+