መዝሙር 74:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 74 ኦ ኣምላኽ፡ ስለምንታይ ንዘለኣለም ደርቢኻና፧+ ስለምንታይከ ቝጥዓኻ ኣብ ልዕሊ ኣባጊዕ መጓሰኻ ዚነድድ፧*+ መዝሙር 79:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኦ የሆዋ፡ ክሳዕ መዓስ ኢኻ ኽትንድር፧ ንዘለኣለምዶ፧+ ቍጥዓኻኸ ኽሳዕ መዓስ እዩ ኸም ሓዊ ዚነድድ፧+