ኢሳይያስ 46:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ጽድቀይ ኣቕሪበዮ ኣለኹ፣ርሑቕ ኣይኰነን፣ድሕነተይ እውን ኣይኪድንጕን እዩ።+ ንጽዮን ድሕነት፡ ንእስራኤል ከኣ ግርማይ ክህብ እየ።”+