መዝሙር 72:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኣኽራን ንህዝብኻ ሰላም፡ኵርባታት ከኣ ጽድቂ የምጽኡሉ። ኢሳይያስ 32:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ውጽኢት ናይ ሓቂ ጽድቅስ ሰላም፡+ፍረ ናይ ሓቂ ጽድቂ ድማ ነባሪ ህድኣትን ደሓንን ኪኸውን እዩ።+