መዝሙር 84:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 የሆዋ ኣምላኽሲ ጸሓይን+ ዋልታን እዩ፣+ሞገስን ክብርን ከኣ ይህብ። የሆዋ ነቶም ብንጽህና ዚመላለሱ፡ጽቡቕ ዘበለ ኣይከልኦምን እዩ።+ ያእቆብ 1:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ኵሉ ጽቡቕ ውህበትን ኵሉ ፍጹም ውህበትን ካብ ላዕሊ፡+ ካብቲ ኸም ዚለዋወጥ ጽላሎት ዘይቀያየር ወይ ዘይለዋወጥ*+ ኣቦ ሰማያዊ ብርሃናት እዩ ዚወርድ።+