ዘሌዋውያን 26:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ዝናም ብግዜኡ ኽህበኩም እየ፣+ ምድሪ ኸኣ ፍሪኣ ኽትህብ እያ፣+ ኣእዋም መሮር እውን ፍሪኡ ኺህብ እዩ። መዝሙር 67:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ምድሪ ፍሪኣ ኽትህብ እያ፣+ኣምላኽ፡ ኣምላኽና፡ ኪባርኸና እዩ።+ ኢሳይያስ 25:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣብዚ ኸረን+ እዚ ንዅሎም ህዝብታት፡ኣንጕዕ ብዝመልኦ መዓዛታት ዘለዎ መኣዲ፡ብብሉጽን ብእተጻረየን ወይኒድግስ መዓዛታት ዘለዎ መኣዲ፡+ድግስ ብሉጽ ወይኒ* ገይሩሎም ኣሎ። ኢሳይያስ 30:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 ንሱ ኸኣ ነቲ ኣብ ምድሪ ዝዘራእካዮ ዘርኢ ዝናም ኪህቦ፡+ እቲ ኻብታ ምድሪ ዚርከብ እንጌራ ድማ ኣኺሉ ዚተርፍን መዓዛታት ዘለዎን* ኪኸውን እዩ።+ በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ማልካ ኣብ ሰፊሕ መጓሰዪታት ኪበልዓ እየን።+
6 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ኣብዚ ኸረን+ እዚ ንዅሎም ህዝብታት፡ኣንጕዕ ብዝመልኦ መዓዛታት ዘለዎ መኣዲ፡ብብሉጽን ብእተጻረየን ወይኒድግስ መዓዛታት ዘለዎ መኣዲ፡+ድግስ ብሉጽ ወይኒ* ገይሩሎም ኣሎ።
23 ንሱ ኸኣ ነቲ ኣብ ምድሪ ዝዘራእካዮ ዘርኢ ዝናም ኪህቦ፡+ እቲ ኻብታ ምድሪ ዚርከብ እንጌራ ድማ ኣኺሉ ዚተርፍን መዓዛታት ዘለዎን* ኪኸውን እዩ።+ በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ማልካ ኣብ ሰፊሕ መጓሰዪታት ኪበልዓ እየን።+