ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 112:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  4 ንቕኑዓት ከኣ፡ ኣብ ጸልማት ከም ብርሃን ይበርሃሎም።+

      ח [ሔት]

      ርሕሩሕን* መሓርን+ ጻድቕን እዩ።

  • ምሳሌ 4:18
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 18 መገዲ ጻድቃን ግና ከም ብሩህ ብርሃን ወጋሕታ እያ፣

      ኣጸቢቑ ኽሳዕ ዚቐትር ከኣ እናበርሀት ትኸይድ።+

  • ኢሳይያስ 30:26
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 26 ብርሃን ምልእቲ ወርሒ ኸኣ ከም ብርሃን ጸሓይ ኪኸውን እዩ፣ በታ የሆዋ ንመስበርቲ ህዝቡ ዚዝንነላን+ ንቝስሊ መውቃዕቱ ዜሕውየላን+ መዓልቲ ድማ፡ ብርሃን ጸሓይ፡ ከም ብርሃን ሸውዓተ መዓልቲ፡ ሸውዓተ ዕጽፊ ኪኸውን እዩ።+

  • ሚክያስ 7:9
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  9 ንዕኡ በዲለዮ እየ እሞ፡+

      ንጕዳየይ ክሳዕ ዚማጐተለይን ፍትሒ ኽሳዕ ዘውጽኣለይን

      ነድሪ የሆዋ ኽጸውር እየ።

      ናብ ብርሃን ኬውጽኣኒ እዩ፣

      ጽድቁ ኽርኢ እየ።

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ