- 
	                        
            
            ዘጸኣት 15:6መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
 - 
                            
- 
                                        
6 ኦ የሆዋ፡ የማነይቲ ኢድካ ብሓይሊ ዓባይ እያ፣+
ኦ የሆዋ፡ የማነይቲ ኢድካ ንጸላኢ ትሕምሽሾ እያ።
 
 - 
                                        
 
- 
	                        
            
            ኢሳይያስ 63:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
 - 
                            
- 
                                        
5 ጠሚተስ፡ ዚሕግዝ ኣይነበረን፣
ዋላ ሓደ ኺድግፍ ብዘይምቕራቡ ደንጽዩኒ።
 
 -