ኢሳይያስ 5:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ብፍርዱ* ልዕል ኪብል እዩ፣እቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ፡ እቲ ቕዱስ፡+ ገዛእ ርእሱ ብጽድቂ ኪቕድስ እዩ።+