ዘሌዋውያን 26:42 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 42 ነቲ ምስ ያእቆብ ዝኣቶኽዎ ኺዳነይን+ ምስ ይስሃቅ ዝኣቶኽዎ ኺዳነይን+ ከኣ ክዝክር እየ፣ ነቲ ምስ ኣብርሃም ዝኣቶኽዎ ኺዳነይ+ እውን ክዝክር፡ ነታ ምድሪ ድማ ክዝክራ እየ። ሉቃስ 1:54, 55 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 54 ምሕረቱ ንዘለኣለም ዘኪሩስ ንእስራኤል ጊልያኡ ረዲእዎ፣+ 55 ከምቲ ንኣቦታትና፡ ንኣብርሃምን ንዘርኡን ዝነገሮም+ ድማ ገይሩ።”
42 ነቲ ምስ ያእቆብ ዝኣቶኽዎ ኺዳነይን+ ምስ ይስሃቅ ዝኣቶኽዎ ኺዳነይን+ ከኣ ክዝክር እየ፣ ነቲ ምስ ኣብርሃም ዝኣቶኽዎ ኺዳነይ+ እውን ክዝክር፡ ነታ ምድሪ ድማ ክዝክራ እየ።