ኢሳይያስ 49:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “ንነገዳት ያእቆብ ንምትንሳእ፡ነቶም ዝተረፉ እስራኤል ድማ ንምምላስ፡ጊልያይ ምዃንካ ኣይኣክልን እዩ። ድሕነተይ ክሳብ ወሰናት ምድሪ ምእንቲ ኺበጽሕሲ፡+ብርሃን ኣህዛብ ገይረ እውን ሂበካ ኣለኹ” ድማ ኢሉኒ።+ ግብሪ ሃዋርያት 28:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 እምበኣር፡ እዚ ኻብ ኣምላኽ ዝዀነ ድሕነት ናብ ኣህዛብ ከም እተላእከ ኣባኻትኩም ይፈለጥ፣+ ንሳቶም ከኣ ኪሰምዕዎ እዮም።”+ ሮሜ 10:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ኣነ ግና ክሓትት፦ ኣይሰምዑን ድዮም፧ እኳ ደኣስ፡ “ደሃዮም ናብ ኵላ ምድሪ፡ መልእኽቶም ድማ ክሳብ ወሰናት ዓለም ወጺኡ።”+
6 “ንነገዳት ያእቆብ ንምትንሳእ፡ነቶም ዝተረፉ እስራኤል ድማ ንምምላስ፡ጊልያይ ምዃንካ ኣይኣክልን እዩ። ድሕነተይ ክሳብ ወሰናት ምድሪ ምእንቲ ኺበጽሕሲ፡+ብርሃን ኣህዛብ ገይረ እውን ሂበካ ኣለኹ” ድማ ኢሉኒ።+