-
2 ዜና መዋእል 29:27መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
27 ህዝቅያስ ከኣ፡ እቲ ዚሓርር መስዋእቲ ኣብቲ መሰውኢ ኪቐርብ ኣዘዘ።+ እቲ ዚሓርር መስዋእቲ ምስ ጀመረ፡ መዝሙር የሆዋ ጀመረ፡ ዳዊት ንጉስ እስራኤል ብዛዕባ እቲ ናውቲ ዝሃቦ መምርሒ ብምስዓብ እውን እቲ መለኸታት ጀመረ።
-