ኢሳይያስ 44:23 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 23 የሆዋ ተግባሩ ገይሩ እዩ እሞ፡ኣቱም ሰማያት እልል በሉ! ኣቱም መዓሙቝ ምድሪ፡ ጭድርታ ዓወት ጨድሩ! ኣቱም ኣኽራን፡ኣቱም ዱርን ኵላትኩም ኣእዋምን፡ እልል በሉ!+ የሆዋስ ንያእቆብ ተበጅይዎ እዩ፣ኣብ እስራኤል ከኣ ግርማ ኣርእዩ እዩ።”+
23 የሆዋ ተግባሩ ገይሩ እዩ እሞ፡ኣቱም ሰማያት እልል በሉ! ኣቱም መዓሙቝ ምድሪ፡ ጭድርታ ዓወት ጨድሩ! ኣቱም ኣኽራን፡ኣቱም ዱርን ኵላትኩም ኣእዋምን፡ እልል በሉ!+ የሆዋስ ንያእቆብ ተበጅይዎ እዩ፣ኣብ እስራኤል ከኣ ግርማ ኣርእዩ እዩ።”+