መዝሙር 9:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ንሱ ንዓለም* ብጽድቂ ኺፈርዳ፡+ንኣህዛብ ከኣ ብቕንዕና ኺዳንዮም እዩ።+ ግብሪ ሃዋርያት 17:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 በቲ ዝሸሞ ሰብኣይ ኣቢሉ ንዓለም ብጽድቂ ዚፈርደላ መዓልቲ ወሲኑ ኣሎ፣+ ንዕኡ ኻብ ምዉታት ብምትንሳእ ከኣ፡ ንዅሎም ሰባት መተኣማመኒ ሂብዎም ኣሎ።”+