ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት ግምቢ ዘብዐኛ
ቤተ መጻሕፍቲ ኢንተርነት
ግምቢ ዘብዐኛ
ትግርኛ
  • መጽሓፍ ቅዱስ
  • ሕታማት
  • ኣኼባታት
  • መዝሙር 67:4
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    •  4 ንህዝብታት ብቕንዕና ኽትፈርዶም ኢኻ እሞ፡+

      ኣህዛብ ይተሓጐሱን እልል ይበሉን።+

      ንኣህዛብ ምድሪ ኽትመርሖም ኢኻ። (ሴላ)

  • መዝሙር 96:10
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 10 ኣብ መንጎ ኣህዛብ፡ “የሆዋ ነጊሱ!+

      ምድሪ* ጸኒዓ እያ፡ ኣይትነቓነቕን* እያ።

      ንህዝብታት ብቕንዕና ኺፈርዶም* እዩ” በሉ።+

  • ሮሜ 2:6
    መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
    • 6 ንሱ ድማ ንነፍሲ ወከፍ ከከም ግብሩ ኺፈድዮ እዩ፦+

ሕታማት ትግርኛ (1982-2025)
ውጻእ
እቶ
  • ትግርኛ
  • ስደድ
  • ኣማራጺታት
  • Copyright © 2025 Watch Tower Bible and Tract Society of Pennsylvania
  • ውዕል ኣጠቓቕማ
  • ፖሊሲ ምስጢራውነት
  • ግላዊ መሳርዕ
  • JW.ORG
  • እቶ
ስደድ