መዝሙር 30:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ቍጥዓኡስ ንቕጽበት እዩ፣+ሞገሱ* ግና ንምሉእ ህይወት እዩ።+ ምሸት ብኽያት ኪኸውን ይኽእል፣ ንግሆ ግና እልልታ ይኸውን።+