መዝሙር 25:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ነቶም ኪዳኑን+ መዘኻኸሪታቱን+ ዚሕልዉስ፡ኵለን መገድታት የሆዋ ብተኣማንነት እትርአ ፍቕርን ተኣማንነትን እየን። መዝሙር 91:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ብመንገብገቡ ኺጋርደካ፡ኣብ ትሕቲ ኣኽናፉ ኸኣ ዕቝባ ኽትረክብ ኢኻ።+ ተኣማንነቱ+ ኸም ዓብዪ ዋልታን+ ዕርድን እዩ።